መርመራ ቋንቋ መስርሕ ዜጋ ንምኳን (ኢንበርዅሪን)

 

ቋንቋ ኔዘርላንድ ንክትምሃር ኣዚኻ ውሑድ ግዜ ወይ ድማ ብጥራሽ ዘይከድካ ዲኻ/ኺ ግና ክትጽሕፍን ከተንብብን ትከእል ዲኻ/ኺ፧ 

እብአርከስ ነዚ ቋንቋ ኔዘርላንድ ንክትምሃር ዝሕግዝ ዝወሃብ ኮርስ ኢንበርዅሪን A0-A2 ክትሳተፋ  ብክብሪ ንዕድመካ/ኪ:: 

 

ኣድራሻና  

In Huis van de Wijk- de Banne in Amsterdam Noord

Bezaanjachtplein 243

1034 CR Amsterdam

እቲ ትደልዮ/ይዮ ተገዳስነት ከም ዝረክብ ኣይንጠራጠርን

ኮርስ ዝወሃበሉ ግዜ ካብ ጥሪ 2019- ታሕሳስ 2019 

ምምዝጋብን ምዝርራብን ከምእውን ኮርስ ዝወሃበሉ ሰኑይን ረቡዕን ንጉሆ ኮይኑ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ ሰዓት 12 ኣብ ሃዉስ ፋን ደ ቫይክ ደ ባነ  እዩ።

ምርጫኻ/ኺ እንተ ኮይኑ ውን ብሓንሳብ ኣብዚ ክንምሳሕ ይከኣል አዩ።

ልቓሕ ካብ ዱኦ(DUO) ይከኣል እዩ: 10 ዩሮ ንሰዓት።

ብደሓን ምጹ